ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ፕሮፎርማ ቁ1 ሎት1፣ ና ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ-1 ሎት2፣ ናይ ላቫጆ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ 1 ሎት-3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ፣ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ዘለኩም፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ፣ መለለይ ቁፅሪ ክትቅርቡ ትክእሉ፤

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 04/11/2011ዓ/ም ክሳብ 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቅርቡ ትክእሉ፤

                           2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 09/11/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይክፈት፡፡

                           ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-411052/0342-406594 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ