ማእከል ህንፀት ውቅሮ ንተሃነፅቲ ሕጊ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ክምግብ ዝክእል ሕጋዊ ነጋዳይ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሰነ 20, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15000.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 3, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ኣቅርቦት ምግቢ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብናይ ምግቢ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ 2011ዓ/ም ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡን ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋብነት ምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ ሚያዝያ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ፤

5 መከበሪ ጨረታ 15000.00 ሽሕ ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ክፊሊት መአዘዚ ቼክ ወይ ሲፒኦ ኣቀዲሞም ዘትሕዙ፤

6 ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 17/102011ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት ድማ 02/11/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ናይ ድሕሪ ሰዓት ተዓሺጉ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ይክፈት፡፡

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ማእከል ህንፀት ውቅሮ ቢሮ ቁፅሪ 3 ዕ/ፋ/ምም/ር ንብረትን ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምውሳድ ትክእሉ፤

8 ቤት ዕዮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-430843/ 0344-430333 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s