ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ንምዕዳግን ንምፅጋንን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ሞተር ሳይክልን ናይ ስፖርት ዕጥቅን

ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ንምዕዳግን ንምፅጋንን መለዋወጢ ኣቁሑት መካይንን ሞተር ሳይክልን ናይ ስፖርት ዕጥቅን ኣቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፅገና ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከፀግንን ስለዝደለዩ ነዞም ዝተገለፁ ዓየነት ዕድጊት ፅገናን ንናይባዕሎም ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም መቅረብቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ 2007ን 2008ን ዓመት ዝኮነ

ዝተሓደሰ ካርዲ መቅረባይነተ ዘለኩም ከምኡዉን ቲን ነምበር መቅረብቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀንታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ይዕድም

ናይ ቫት ዲክላረሽን በቢወርሑ ኣታዊ ዝገበሩ ክሳብ 30 ነሓሰ 2007 ዓም ኣታዊ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ ይግባእ

ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ 4 ጥቅምቲ 2008 ዓም  ክሳብ  23 ጥቅምቲ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ናይ ንጉሆ ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ንንበይኑ ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ  ኣብ ቤት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዝርከብ ሳፁን ክተእትዉ ትክእሉ

ጨረታ ዝክፈተሉ 23 ጥቅምቲ 2008 ዓም  ሰዓት 4 ፡30 ናይ ንጉሆ ኮይኑ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

መክበሪ ጨረታ መሸጢ ሰነድን ኣብ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ስፐስፊኬሽን ተቀሚጡ ይርከብ

ሰዓርቲ ጨረታ ብናይ ባዕሎም መጋዕዝያ መፅዐንን መራገፍን ወፃኢ ሸፊኖም ናብ ቤት ፅሕፈት ከተማ ኣብ ዉሽጢ 8 መዓልቲ ከረክቡ ክክእሉ ኣለዎም

ንናይ ኤለክትሮኒክስ ፅገና ኣብ ዉሽጢ 20 መዓልቲ ኣብ ወረዳና መፂእኩም ክትፅግኑ ይግባእ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ናዕዴር ዓዴት በቲ ዝቀረበ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345570156 ወይንድማ  0345570157 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s