ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 17, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:4000.00
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 4, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ዕድጊት ሞተርሳይክል/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

               2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገበ፣

3 ልዕሊ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ዝክእል ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤

4 ናይ ወርሒ መጋቢት ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡን ንኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ፣  ንሞተር ሳይክል፣ 4000.00 ሽሕ ቅርሺ ንመከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡

5 ንነብሲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ሰዓት ስራሕ ን/ከ/ዕ/ፋይናንስ ምልክታ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

6 ምልክታ ጨረታ 04/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት፡፡

7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-740028/0347-740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ