ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣላማጣ ንምምሃርን ምስትምሃርን ኣገልግሎት ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ ፣ ሞተር ሳይክል፣ ብግልፂ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 4, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 17, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
bidding: search status closed
1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤
2 በቲ ሓድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገበ፣
3 ልዕሊ 100000.00 ሽሕ ቅርሺ ዝክእል ወረቀት ምስክር ዘለዎም፤
4 ናይ ወርሒ መጋቢት ዘወራርድሉ መረዳእታ ዘቅርቡን ንኣቅሑ መሳርሒ ህንፃ፣ ንሞተር ሳይክል፣ 4000.00 ሽሕ ቅርሺ ንመከበሪ ጨረታ ብጥረገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ ኣለዎም፡፡
5 ንነብሲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 04/10/2011 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቅ.ቀትሪ ኣብ ሰዓት ስራሕ ን/ከ/ዕ/ፋይናንስ ምልክታ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤
6 ምልክታ ጨረታ 04/10/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ኮሌጅ ይክፈት፡፡
7 እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0347-740028/0347-740660 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡