ኤጀንሲ ልምዓት ደኣንትን ምርግጋፅ ምግቢ ውሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዋንጫታት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክዕድግ ይደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 15/08/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-406363 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ