ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ 45 ሰብን ዕሊኡን ዝሕዛ 1ይ ደረጃ ማአከላይ ኣወቶብስ መኪና ካብ ማእከል ሓወልቲ ሰማአታት ትግራይ ኣብ ሃገረ ሰላም ናብ ዓዲ ገዛእትን መልፋን በፂሕካ መልሲ ግልጋሎት ዝህባ ኣውቶብሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ንደሊ፡፡

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ