ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክ/ትግራይ ዳ/ዕ/ፋይናንስ 45 ሰብን ዕሊኡን ዝሕዛ 1ይ ደረጃ ማአከላይ ኣወቶብስ መኪና ካብ ማእከል ሓወልቲ ሰማአታት ትግራይ ኣብ ሃገረ ሰላም ናብ ዓዲ ገዛእትን መልፋን በፂሕካ መልሲ ግልጋሎት ዝህባ ኣውቶብሳት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንካረ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 21, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 21, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ መጋቢት 18, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 18/07/2011ዓ/ም ክሳብ 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡15

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 20/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-401989 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ

s