ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ውሽጢ ዝርከብ ዝ/ዩ ኣብ ዘገልገሉ ኣቅሑት ኣብ ናይ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበራት ሕጋውያን ነጋዶ ካልኦት ሕ/ሰብን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ፤

1 እዚ ጨረታ ኣብ ኩለን ወረዳታት ትግራይ ዝርከቡ ንደቀቅትን ኣናእሽተይን ማሕበራት፣ሕጋውያን ነጋዶ ካልኦት ሕ/ሰብን ክጫረቱ ይክእሉ እዮም፤

2 ጨረታ ዝሰዓሩ ተጫረቲ ውዕሊ ካብ ዝፈፀሙ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10 ተከታተልቲ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጓዓዝያ ከልዕሉ ኣለዎም፤

3 ጨረታ ሰነድ ኣታዊ ዝገብርሉ ኣብ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ዳ/ፋ/ምም/ርን ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 245 ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ይክእሉ፤

4 ኩሎም ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ኣብ ቀበሌ ሓወልቲ ዝርከብ ሓባራዊ ህንፃ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ዳ/ፋ/ምም/ርን ቀዳማይ ደብሪ ኣድላይ መረዳእታ ብምትሓዝን ብር 20 ክፍሊት ብምፍፃምን ክወስዱ ይክእሉ እዮም፤

5 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ዋጋ ዝሓዘ ዶክመንት ምስ 20.00 ቅርሺ ዝከፈልሉ ደረሰይ ፎቶ ኮፒ ኣብ ፖስታ ምሰ ኣሸጉ ናይቲ ዝጫረትሉ ሰብ ብሽም ማሕበር ወይ ትካል ኣብ ልዕሊ ፖስታ በማርከር ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ታባሂሉ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክሳብ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ሰዓት 03:00 ቅ.ሰዓት ምስተዓሸገ ከኣትው ይግባእ፤ ጨረታ ዝዕፀወሉ 5/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ይከውን፤

6 ተጫረቲ ኩነታት እቶም ንብረት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ ህንፃ /ኮምፕሌክስ ህንፃ/ ተረኪቦም ካብ ዕለት 26/06/2011ዓ/ም ክሳብ 4/07/2011 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ክሪኡ ይክእሉ እዮም፤

7 ተጫረቲ ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዝቀረቡ ቅጥዕታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ እቲ ዶክመንት ፈሪሞም /ማሕተም ኣዕሪፎም/ ዓሺጎም ቅደም ሰዓብ እቲ ዶክመነት እንተዘይኣዛብዑ እቲ ዶክመነት ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ ከየጋደሉ ከቅርቡ ኣለዎም፤ ዝተጓደለ ብትክክል ዘይተመልአን ቅደም ሰዓብ ዝተዛብዐን ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይግበር እዩ፤

8 ዝምለስ መክበሪ ጨረታ  1000.00 ሽሕ CPO ከትሕዙ ዝክእሉ፤

9 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/07/2011ዓ/ም ዓም ሰዓት 3:30 ኣብ ቢሮ ቁፀሪ 245 ይኽፈት፤

10 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

 አድራሻና ክፍለ ከተማ ሐወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ አብ ኮምፕሌክስ ናይ ሐባር ህንፃ:  ኣብ መሬት ቢሮ ቁፅሪ 245 እዩ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /0344-417637 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s