ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 13, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 14, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ስዓት 08:30

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፤

ድሕሪት
ጨረታ መደብ