ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 15, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ የካቲት 13, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 12/06/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ስዓት 08:30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/06/2011ዓ/ም ሰዓት 9:00 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-416570 ምድዋል ይከኣል፤