ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳዕሲዕ ፃዕዳ እምባ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ዝ/ዩ ናይ ቢሮ ኣገልግሎት ዝሃቡ ፈርኒቸራት፣ ዝ/ዩ ፅሕፈት መሳርሒታት በሓራጅ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብኽብሪ ንዕድም።

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ መታወቂያ ናይ ቀበሌ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል፤

2 ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ ዝክእል ዕድሚኡ ልዕሊ 18 ዓመት ዝኮነ፤

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 20.00 እናከፈልኩም ካብ 20/05/2011 ዓ/ም እስካብ ዕለት 05/06/2011 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስን ምምርን ንብረት ምውሳድ ዝክእል ፤

4 መክበሪ ጨረታ 3000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል፤

5 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚኢታዊ ናይቲ ዝተሸጠ ጠቅላላ ዋጋ መጠን ናይ ምውሳክን ምቅናስን መሰል ኣለዎ፤

6 እቲ ጨረታ 05/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ቅድሚ ቀትሪ አብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳ/ፃ እምባ ይክፈት።

6 ኣብዚ ጨረታ ዝኮነ ተጫራታይ ኮነ ኢሉ ነቲ ጨረታ ዘዛብዐ ወይ ከዛብዕ ዝፈተነ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ብመምርሒ ዕደጋ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ቁፅሪ 255/2007 ዓ/ም ብዝእዝዞ መሰረት ሕጊ ቀሪቡ ተሓታታይ ይኮን፤

7 ሰዓራይ ዝኮነ ደብዳቤ ካብ ዝተፅሓፈ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ እንተዘይኣልዒሉ ዘትሓዞ ውዕሊ መከበሪ ብር ተወሪሱ ብሕጊ ይሕተትን፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344-470556 / 0344-470506 /ደዊልካ ምሕታት ይካአል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s