ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት (ናይ ሃይላክስ ፣ኮብራን ኣባዱላን መካይን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s