ኤጀንሲ ፕሮሞሽን ዕደጋ ምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር ፓርት (ናይ ሃይላክስ ፣ኮብራን ኣባዱላን መካይን) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 14, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት ካብ 09/05/2011ዓ/ም ክሳብ 13/05/2011 ዓ/ም

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 14/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405030 ምድዋል ይከኣል።

ጨረታ መደብ

s