ናይ ወ/ደ/ተምቤን ከተማ ሃገረ ሰላም ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ንመሳለጢ ዝዓደገታ ኣውቶብሰ (መኪና) ኣወዳዲራ ክትሸይጥ ትደሊ።ስለዚ በቲ ዝወፀ ጨረታ መሰረት ዓቅሚ ዘለኩም ክትጫረቱ ብግልፂ ትዕድም።

1 ናይ ተሽከረካሪ ዓይነት ኣውቶብስ

2 ዝተሰርሓትሉ ዓዲ ጃፓን ቶዮታ

3 ናይ ተሽከርካሪ ሞዴል KLH22L-RGMDYW

4 ዝተሰርሓትሉ ዓ/ም 2008

5 ናይ ሞተር ቁፅሪ 2KD-1557724

6 ናይ ሻንሲ ቁፅሪ JT121JK2200035037

7 ናይ ኣካላ ዓይነት ንእሽተይ ናይ ህዝቢ

8 ቀለም ፃዕዳ

9 ዝትጥቀሞ ዓይነት ነዳዲ ናፍታ

10 ናይ ፅዕነታ መጠን (ፖርታታ) 12 ሰብ

11 ሰሌዳ ቁፅሪ ትግ-03-08829

12 ናይ ውሕሰና ምስክር ወረቀት ኣለዋ

13 መኽበሪ ጨረታ ብር 10000.00 (ዓሰርተ ሽሕ ብር) ብጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ዝኾነን ባንኪ ዝፈለጦን ሲፒኦ መልክዕ ከትሐዝ ዝኽእል

14 እዚ ጨረታ ብምልክታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት ጀሚሩ ሕድሕድ ተጫራታይ ናይ መጫረቲ ዋጋ ኦርጅናልን ኮፒን ዝሓዘ 2ይ ፖስታ ብሽምዒ ዓሺጉ ከቅርብ ዝኽእል ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር መገልገሊ ትካል ሒሳብ ሰራሕተኛ ምስ ጨረታ መኸበሪ ጥረ ገንዘብ ወይ ሕጋዊ ዝኾነን ባንኪ ዝፈለጦን ሲፒኦ መልክዕ ዝተዳለወ ኣታዊ ይግበር።

15 ሰዓራይ ስዓርነቱ ምስተገለፀሉ ናይ ዝሰዓረሉ ዋጋ ናብ ናይ ሂወት ፀባን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር ኣታዊ ይገብር።

16  ምዝገባ ጨረታ ዝጅምረሉ ካብ ዕለት 06/03/2011 ክሳብ 21/03/2011ዓ/ም

17 እቲ ጨረታ ብዕለት 21/03/2011 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ብዕለት 21/03/2011ዓ/ም ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ወ/ደ/ተምቤን ውፅኢት ፀባን ሓ/ዝ/ሕ/ስ/ማሕበር መገልገሊ ትካል ሃገረ ሰላም ይኽፈት። ኣብቲ ጨረታ ዝኮነ ዜጋ መፂኡ ክዕዘብ ይክእል እዩ።

18 ማሕበርና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ምሉእ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0953-163314/0914-26097 ምድዋል ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s