ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ መእሰሪ ፕላስቲክ ሽዎ ፣ ብትን ፕላስቲክ፣ ትርሽዋ፣ በርሚልን ጣውላን ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

1 እዚ ጨረታ እዙይ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ፕሮፎርማ (ናይ ዋጋ መቅረቢ) በሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ ጥቅምቲ 30/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድ.ቀትሪ ናብ መሰቦ ሲሚንቶ ፋብሪካ ክቕረቡ ኣለዎም።

2 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይቲ ስክራፕ ኩነታት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 17/02/2011 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 29/02/2011 ዓ/ም ብኣካል ስክራፕ ንብረት ኣብ ዝርከበሉ ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ሓፁር ውሽጢ መፂኦም ክርከቡ ይኽእሉ እዮም።

3 ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 100.00 እናኸፈሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ይኽእሉ።

4 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ምስ ጨረታ ሰነዶም ከቅርቡ ኣለዎም።

5 ጨረታ ቅድሚ ምኽፋቱ ናይ ጨረታ ውሕስና ናይቲ ዘትሐዝዎ ጠቅላላ ዋጋ ብመልክዕ ሲፒኦ ከቅርቡ ኣለዎም።

6 እቲ ጨረታ 30/02/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓሺጉ ብተመሳሳሊ መዓልቲ ሰዓት 9:00 ተጫረትቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኸፈት።

7 ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር እቲ ጨረታ ብኽፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-405806 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s