ኣብ ቤት ፅሕፈትና ሰሜን ጥዕና ጣበያ ካብ ትካልና ዝተፈላለዩ ቐወምቲ ንብረታት ዝኣከብናዩም ብጨረታ ኣጫሪትና ክንሸይጥ ንደሊ

1 ናይ ምጭራት ዓቅሚ ዘለዎ ካብ ኩሉ ሕብረተሰብ ፆታ ዘይፈሊ ብጨረታ ክገዝእ ዝክእል

2 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጠቀሰሉ ዕለት ጀሚሩ ንተከታታሊ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ተጠቂሱ ይፀንሕ

3 ተጨራታይ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ገዚኡ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 4 ክወስድ ከም ክእል ንሕብር

4 ተጫረቲ እቲ ጨረታ ክትጫረቱ Â እንተኮይንኩም ናይ ጨረታ መትሓጃ መክብሪ ዝምለስ ብር 3000 ብር ከትሕዝ ዝክእል

5 እቲ ጨረታ ተጫሪቱ ዘሸነፈ ንዘሸነፎ ንብረት ካብ ዘሸነፈሉ መዓልቲ ጅሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከልዕል ዝክእል እንተዘይልዒሉ ዘትሓዞ መክበሪ ብናይ ፋንያንስ ሕጊ ደንቢ መሰረት ተቐፂዑ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ዝገብር ምካኑ ዝፈልጥ

6 Â እቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዜ ዕለት 16 4 2010 ዓም ሰዓት 800 ይ ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ ተዓሺጉ ሰዓት 830 ናይ ድሕሪ ሰዓት ባዕልኩም ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪልኩም ኣብ ዘለዉሉ እቲ ጨረታ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐዘ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተጫራታይ ንዘሸነፎ Â ጨረታ ናይ ጉልበት ዋጋ ይኩን ንዝምዘኑ ንብረታት ናይ ሚዛን ክራይ ወይ ካልኦት ወፃኢታት ብሙሉኦም ክሸፍን ዝክእል ክከዉን አለዎ

9 ኣብ እዋን ጨረታ ኩሉ ተጫራታይ ካብ ሕጊ ወፃኢ ዝግበር ምንቅስቃስ ዘይፍቃድ ምካኑ ፈሊጡ ብሕጊ ዝሕተት ምካኑ

10 ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344408420 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

N.B ናይቲ ንብረት በዝሒ ክዉስክን ክቅንስን ስለ ዝክእል እዚ ኣብ ግምት ኣእትዩ ክጫረትÂ ዝክእል ክከዉን አለዎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s