ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 2, 2007 (ልዕሊ 9 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 13, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ህንፃ መሳርሒ/ ናገዛ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

2 ግዜ ዘወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ዉቅሮ ማእኸል ህንፀት ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት : ሞራለን ወራጅን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ:: ስለዚ ኣብዙይ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ነዚ ዝስዕብ ሮቆሒ ክተማልኡ ንዕድም::

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2007 ዓ/ም ዘሐደሰ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምበር ዘለዎ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ካብ ትልምን ፋይናንስን ዝተረጋገፀ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

4 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ህንፃ መሳርሕን ተወዳደሪ ዝኮነ ቫት ዝተመዝገበን ናይ ባትምስክር ወረቀትን ናይ ወርሒ ታሕሳስ ዲክለረሽን ዝገበረሉን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርብ::

5 መክበሪ ጨረታ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብር 5000. 00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / ንወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን በቢ ዘርፉ ሕድሕድ ብር 3000 /ሰለስተ ሽሕ/ /ብስፒኦ ጥራሕ ሕጋዉነቱ ካብ ዘተጋገፀ ባንኪ ኣቀዲሙ ዘትሕዝ

6 ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/ 5 /2007 ዓ/ም ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 13 /6/2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተዓሽጉ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ባዕሎም ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዘለዉሉ አብ ዉቅሮ ማእከል ህንፀት ይክፈት::

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ዉቅሮ ማእኽል ህንፀት ቢሮ ቁፅሪ 5 ዕ /ፋ/ን/ምም/ር ንኤለክትሮኒክስ ብር 30 /ሰላሳ ቅርሺ ንወራጅን ሞራለን ባህርዛፍ : ብረት ዓራትን በቢዘርፉ ሕድሕድ ብር 20 /ዒስራ ብር/ እናከፈልኩም ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይካአል :: ናይቲ ጨረታ ረቆሒ ዘማለእ ከም ዘሎ ተሓሲቡ እቲ ፖስታ ይክፈት :: ንዝበለፀ ሓበሬታ ካብቲ ጨረታ ሰነድ ይርአዩ::

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ 0344430843 / 0914148862 ይሕተቱ


 


 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ