ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2009 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዓይነት ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየ
  • ናይ መስኖ ስትራክቸራት ከምኒ ፍ/ምዕበለ ካናለ ቸክዳም ወዘተ ደረጃ 6ተን ካብኡ ንላዕሊን
  • መእከለዎት ኢድ ማይ ካዕቲ ከምኒ ሃድያጎል ፍ/ምዕባለ ደረጃ 7ተን ካብኡ ንላዕሊን
  • ህንፃ መሳርሒ /ስሚንቶ 2ይ ደረጃ
  • ስሚንቶ ካብ መሰቦ ስሚንቶ ፋብሪካ ናብ እንትጮ ከተማ ብግለፂ ጨረታ ክገዝእን ክጎዓዕዝን ስለዝደለየ
  1. በቢዘርፉ ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
  2. ካብ ት/ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለዎÂ
  3. ቫት ዝተመዝገብኩምን እቶትኩም ናይ መስከረምን ጥቅምትን 2009 ዓ/ም ዘፍለጥኩምን ::
  4. መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝገበ/TIN ቁፅሪ ዘለኩም ንክትወዳደሩ እንትንዕድም
  5. ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ንሕድሕድ 100 ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ወረዳ አሕፈሮም ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ገዛ ቁፅሪ 9 ምዉሳድ ይከኣል
  6. ተጫረቲ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ መኽበሪ ጨረታ /ቢድ ቦንድ /ንስትራክቸር 15000 ንኢድ ማይ ካዕቲ 6000 ካልኦት ንሕድሕዶም 5000 ብር ብጥረ ቅርሺ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ከትሕዝ ዝክእል
  7. ጨረታ መሸነፊ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ ዝተዋሀቦ መዓልቲ ዉዕል አሲርኩም ናብ ስራሕ ክትእትዉ እትክእሉ ንክጫረቱ ንዕድም
  8. ናይ ጨረታ ሰነድ እዚ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 12/3/2008 ዓ/ም ጀሚርኩም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ወረዳ አሕፈሮም ትልምን ፋይናንስን ከ/ስራሕ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር ኬዝትም ዕዳጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
  9. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ብነፁር ብምፅሓፍ ባዕሉ ፖስታ ኦርጅናልን 2ኮፒን ክተእትዉ ትክእሉ
  10. ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 27/3/2009 ዓ/ም ድ/ቀትሪ 8:00
  11. ጨረታ ዝክፈቱ ዕለት 27/3/2009 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድ/ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዉያን ወኪላቶም ወይ ይከፈተለይ ዝብል መማለኸቻ አብ ዝተረከበሉ ወይ ብመምርሒ መሰረት ይክፈት
  12. እዚ ዋጋ እዚ ን 60 ማዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ
  13. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  14. ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344490489 ሞባይል 0914763587 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s