ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: መሳርሕታት ፅሬት: መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ዕጥቅታት ስፖርትን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከፅዕን ይደሊ

1 ናይ 2008 ዓም ግብሪ ከፊሎም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ከቅርብ ዝክእል

2 መፍለይ ቁፅሪ ከፈላይነ ግብሪ ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ክቅርብ ዝክእል

4 ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናስን እቲ ወረዳ ቢሮ ቁፅሪ 14 ዝዕድጉ

5 መክበሪ ጨረታ ቢድ ቦንድ ንፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ ንኤለክትሮኒክስ መለዋወጢ አቁሑ መኪናን 5000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሬትን ዕጥቂ ስፖርትን 3000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሕሉ ካብ ዕለት 2 ዻጉሜን 2008 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 11 መስከረም 2009 ዓም Â ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ንኤለክትሮኒክስ 11 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4:30 ይክፈት

ናይ መኪና ስፔር ፓርርት መሳርሒ ፅሕፈትን ዕጥቂ ስፖርትን ድማ 11 መስከረም 2009 ዓም Â ኮይኑ ንመሳርሒ ፅሕፈትን ንኤለክትሮኒክስ 11 መስከረም 2009 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 9:00 ይክፈት

10 ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ኣብቲ ዝተአዘዞ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈትና አታዊ ይገብር

ሰዓራይ ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚኢታዊ መክበሪ ከትሕዝ አለዎ

 ሰነድ ጨረታ ሓደ ዋናን ሓደ ቅዳሕ ኣብ ክልተ ፖስታ ዓሺጉ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ብምዕሻግ ማህተምን ፌርማን ክገብረሉ አለዎም

ተጫረቲ ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ጨረትኦም መምርሒ ተጫረቲ ሽምን ማሕተምን ፊርማን ክገብርሉ አለዎም

ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ሰነድ ጨረታን ዘይንበብ ቅዳሕን ተቀባልነት የብሉን

14 እቲ ቤት ሕፈት ካሊእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ አለዎ

ናይ ፅሬት መሳርሕን ዕጥቂ ስፖርትን ተወዳደርቲ ተወሳኪ ታክስ ተመዝገብን ዘይምዝጉባትን ክወዳደሩ ይክእሉ እዮም

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0347760316 ወይድማ 0910218938 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s