ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 16, 2018 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2018 03:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ቑፅሪ ዕክንም -32-/3-2/01/1

ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ- 42

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባደነት _ ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 14/07/18 ዓ.ም ክሳብ 16/07/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍሲ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 17/07/2018 ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናስ ክኸውን ኣስዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝከአስ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክዙትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልሕላሕ ተሓታቲ ደኸሙን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ደገበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓስትታ ጥራሕ ይኸውን

7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ገምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ

8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብመሱሽ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፣፣ ንዝደስ ሓበሬታ ብለካስ ወደ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ መምሰሊ

ተ/ቑዓይነት ግልጋሎት መግለፂመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1እስክርብቶ ሰማያዊኦርጅናስ 1ይ ደረጃባኬት10
2እስክርብቶ ዐስምኦርጅናስ 1ይ ደረጃባኬት10
3እስክርብቶ ቀይሕኦርጅናስ 1ይ ደረጃባኬት5
4ካኪ ፖስታ ዓብደናይ ወፃኢደስጣ5
5ካኪ ፖስታ ማእኸላይናይ ወፃኢደስጣ10
6ካኪ ፖስታ ንእሽተይናይ ወፃኢደስጣ10
7ኣቃፊ በዓል ብረት KENT1. ደረጃቁፅሪ20
8ማስተዋሻ ማእኸላይሲነርላይን 1ይ ደረጃደርዘን5
9ማስተወሻ ንእሽተይሲነርላይን 1ዴ ደረጃደርዘን50
10አሁ33mm 1ደ ደረጃብቑዕሪ10
11ፍስድኦርጅናስ 1ይ ደረጃብቑፅሪ10
12ሻራ ፕላስተርዓብይ1ይ ደረጃብቑፅሪ5
13ቀስም ናይ ማህተምቅብኣት ዘይብሉብቑፅሪ5
14ስቴፕላር ሽቦንእሽተይፓኬት10
15ስተፕስር ሽቦዓብይፓኬት10
16ፕሮቶከስ መዝገብኣታውን ወፃእን ዘለዎብቑፅሪ1
17Ring /comb birdling machine A4/A3 size1ዴ ደረጃብቑፅሪ1
18ቃስ ጉባኤ መትሐዚግራቪቲይ ከቨር ፕላስቲከብቑፅሪ1

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s