ቑፅሪ ዕክንም -32-/3-2/01/1
ዕለት 14/07/2018 ዓ/ም
ምልክታፕሮፎርማ
ቑ ፕሮ- 42
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሱ ሴርቲፍኬት መቅረባደነት _ ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፂ ብምትሕሓዝ መሲሕኩም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 14/07/18 ዓ.ም ክሳብ 16/07/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ከፍሲ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 17/07/2018 ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናስ ክኸውን ኣስዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከርከብ ዝከአስ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ክተርክዙትኽእሉ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልሕላሕ ተሓታቲ ደኸሙን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ደገበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓስትታ ጥራሕ ይኸውን
7. መምስሊ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ገምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅአኩም ውሰዱ
8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብመሱሽ ወይ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስወ እዩ፣፣ ንዝደስ ሓበሬታ ብለካስ ወደ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ይከኣል
ዋጋ መምሰሊ
| ተ/ቑ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | እስክርብቶ ሰማያዊ | ኦርጅናስ 1ይ ደረጃ | ባኬት | 10 | |||||
| 2 | እስክርብቶ ዐስም | ኦርጅናስ 1ይ ደረጃ | ባኬት | 10 | |||||
| 3 | እስክርብቶ ቀይሕ | ኦርጅናስ 1ይ ደረጃ | ባኬት | 5 | |||||
| 4 | ካኪ ፖስታ ዓብደ | ናይ ወፃኢ | ደስጣ | 5 | |||||
| 5 | ካኪ ፖስታ ማእኸላይ | ናይ ወፃኢ | ደስጣ | 10 | |||||
| 6 | ካኪ ፖስታ ንእሽተይ | ናይ ወፃኢ | ደስጣ | 10 | |||||
| 7 | ኣቃፊ በዓል ብረት KENT | 1. ደረጃ | ቁፅሪ | 20 | |||||
| 8 | ማስተዋሻ ማእኸላይ | ሲነርላይን 1ይ ደረጃ | ደርዘን | 5 | |||||
| 9 | ማስተወሻ ንእሽተይ | ሲነርላይን 1ዴ ደረጃ | ደርዘን | 50 | |||||
| 10 | አሁ | 33mm 1ደ ደረጃ | ብቑዕሪ | 10 | |||||
| 11 | ፍስድ | ኦርጅናስ 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 10 | |||||
| 12 | ሻራ ፕላስተርዓብይ | 1ይ ደረጃ | ብቑፅሪ | 5 | |||||
| 13 | ቀስም ናይ ማህተም | ቅብኣት ዘይብሉ | ብቑፅሪ | 5 | |||||
| 14 | ስቴፕላር ሽቦ | ንእሽተይ | ፓኬት | 10 | |||||
| 15 | ስተፕስር ሽቦ | ዓብይ | ፓኬት | 10 | |||||
| 16 | ፕሮቶከስ መዝገብ | ኣታውን ወፃእን ዘለዎ | ብቑፅሪ | 1 | |||||
| 17 | Ring /comb birdling machine A4/A3 size | 1ዴ ደረጃ | ብቑፅሪ | 1 | |||||
| 18 | ቃስ ጉባኤ መትሐዚ | ግራቪቲይ ከቨር ፕላስቲከ | ብቑፅሪ | 1 | |||||