ትካልና ፋብሪ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ድሕንነት መሳርሒታት ማለት እዉን ሴፍቲ ማተሪያልስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 22, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ብጥር ገንዘብን ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ አለዎም

4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ካብ ሒሳብ ክፍሊ ምዉሳድ ትክእሉ

5 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልት ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን መጋቢት 31/2026 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፍብረካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕድጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ

6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት

7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ን 0914726790

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s