1 ናይ 2017 ን 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል
2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእል ብተመሳሳሊ ዘፈር ዝተዋፈሩ ክኮኑ ይግባእ
3 መከበሪ ጨረታ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2 ሚእታዊ ብመልክዕ ስፒኦ ብጥር ገንዘብን ባንኪ ጋራንትን ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ከትሕዙ አለዎም
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 500 ብምክፋል ካብ ሒሳብ ክፍሊ ምዉሳድ ትክእሉ
5 ተጫረቲ ናይ ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ፋይናንሻል ክልት ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን ቴክኒካል ክልተ ቅዳሕ ዋናን ቅዳሕን መጋቢት 31/2026 ኣቆፃፅራ አዉሮፓዊያን ኣብ ፍብረካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕድጋን ቀረብን ከቅርቡ ዝክእሉ
6 እቲ ጨረታ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:45 ተዓፅዩ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶን ኣብ ዝተረክብሉ ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ይክፈት
7 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅሪቦም ወላ ብኣካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት
8 ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ን 0914726790
ድሕሪት