ቑፅሪ 14\ክ/ከ/ቀ/ት/ፋ/18
ዕለት 1/2/2018ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት
ኣብ ክ/ከ/ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለየ ዓይነት ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
መተሓሳሰቢ፦ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1) ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 2/07/2018 ዓ.ም ክሳብ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ሰዓት 8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 08/07/2018 ዓ.ም ድማ 9፡00 ይኽፈት
2) ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ-ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።
3) ናይ ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቸ/ወያነ መትሓዚ ስፒኦ 3000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል
4) ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ብር 200/ክልተ ሚኢቲ ብር/
5) ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ
6) ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።
7) ድሕሪ ናይ ጥርዓን ሰለስተ መዓልቲ ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ንብረት . ጠቅላላ ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡
8) ሰዓራይ ዝፍለ በቢ ዓይነቱ ዝለዓለ ዋጋ ኮይኑ ጠቕላላ ዋጋ ብምውሳድ ይኸዉን
9) ንብረታት ኣብ ዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል
10) ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅ/ት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል፡፡
ዝዉገድ ንብረት 2018 ዓ/ም
| ተ/ቁ | ዝርዝር ንብረት | መዓቀኒ | ዝሒ | ናይ ሓደ | ዋጋ ጠ/ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ብረት ጠረጼዛ | ቁፅሪ | 3 | |||
| 2 | ተሸከርካሪ ወንበር | ቁፅሪ | 14 | |||
| 3 | ቁራዕ ጣዉላ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 4 | ሞራለ ጣዉላ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 5 | ብረት ቁም ሳጥን | ቁፅሪ | 1 | |||
| 6 | ሸልፍ ጣዉላ መደርደሪ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 7 | ዓብዩ ጠረጼዛ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 8 | ኮሞዲኖ | ኪሎ | 2 | |||
| 9 | ናይ ማይ ቱቦ ብረት | ቁፅሪ | 3 | |||
| 10 | ጎረንዳዮ ናይ ማይ መሽረብ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 11 | ብረት ሸልፍ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 12 | ዓብዪ ቁም ሳጥን | ቁፅሪ | 2 | |||
| 13 | ጠረጼዛ ዓብዪ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 14 | ናይ መስኮት ብረት | ቁፅሪ | 21 | |||
| 15 | ናይ ጠረጼዛ ተስሓቢ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 16 | አገዳሚ ወንበር | ቁፅሪ | 2 | |||
| 17 | ሳይክል | ቁፅሪ | 21 | |||
| 18 | ቀለም ፕሪንተር ዉዳእ | ቁፅሪ | 13 | |||
| 19 | ስቴፕለር ማእከላይ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 20 | ጣዉላ ሰፈሕ ቁራዕ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 21 | ሻርፕ ቴፕ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 22 | ማእከላይ ጠረጼዛ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 23 | ስፖንጂ ወንበር | ቁፅሪ | 1 | |||
| 24 | ጠረጸዛ እግሪ ዘይብሉ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 25 | ናይ መኪና ራድያተር ዘገልገለ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 26 | ዓብዩ ጀኔሬተር | ቁፅሪ | 1 | |||
| 27 | ኖክያ ጢንጢን ሞባይል | ቁፅሪ | 4 | |||
| 28 | ህዋዊ ቴች ሞባይል | ቁፅሪ | 2 | |||
| 29 | ፕሪንተር ቀለም TK3100 | ቁፅሪ | 4 | |||
| 30 | ሓፂን ዓራት | ቁፅሪ | 3 | |||
| 31 | ናይ አርማታ ቱቦ ሓፂን | ቁፅሪ | 26 | |||
| 32 | ዓብያ ሓፂን | ቁፅሪ | 2 | |||
| 33 | ፓነል አርማታ በዓል40 | ቁፅሪ | 2 | |||
| 34 | ፓነል አርማታ በዓል25 | ቁፅሪ | 2 | |||
| 35 | ጎማ መኪና | ቁፅሪ | 1 | |||
| 36 | ኣረጊት ቆርቆሮ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 37 | ዕፅፍፃፍ ላሜራ | ቁፅሪ | 7 | |||
| 38 | ኮንዲት | ቁፅሪ | 200 | |||
| 39 | ሃንድ ዉሽ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 40 | ቱቦ ናይ ማይ ቁራፅ | ቁፅሪ | 3 | |||
| 41 | ዝተፈላለየ ናይ ታፔላ ሓፂን | ቁፅሪ | 11 | |||
| 42 | ቀቁርፅራፅ ሓፂን ወንበር | ቁፅሪ | 8 | |||
| 43 | ናይ ፓርኪንግ ሓፂን | ቁፅሪ | 5 | |||
| 44 | አለሙኒየም ማዕፆ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 45 | ድሽ ሽሓነ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 46 | ቴንዲኖ በዓል 10 ቁፅሪ | ቁፅሪ | 7 | |||
| 47 | መጎጎ ሓፂን | ቁፅሪ | 1 | |||
| 48 | ምድጃ ብሶኬት ዝስርሕ | ቁፅሪ | 2 | |||
| 49 | ናይ ባጃጅ ጎማ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 50 | ቁርፅራፅ ቴንዲኖ | ቁፅሪ | 30 | |||
| 51 | ኣረጊት ጀሪካን | ኪሎ | 23 | |||
| 52 | ዝተፈላለየ ሓፂን | ቁፅሪ | 100 | |||
| 53 | ቸርኬ ናይ ሳይክል | ኪሎ | 1 | |||
| 54 | ናይ ሻወር መዉዓይ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 55 | ናይ ከቢድ ብረት ቅልሃ | ቁፅሪ | 1 | |||
| 56 | ዘይስርሕ ስፒከር | ቁፅሪ | 1 | |||
| 57 | ዓረብያ | ቁፅሪ | 3 |