ሎት ሐደ ናይ ዋርድያ ሐለዋ ግልጋሎት ሎት ክልተ ናይ ባነር ዓመታዊ ግልጋሎት
1 ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩምን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መረዳእታን ከምእዉን ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ምስክር ወረቀትን ናይ ሕሉፍ ወርሒ ቫት ዲክለሪ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅረቡ ይግባእ
4 መከበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 20000 ቅርሺ ብመልክዕ ስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ዉሕስና ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝክእሉ
5 ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ሐደ ዋናን ቅዳሕን ነዚ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ቢሮ ቁፅሪ ስቶት ሲ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምእታዉ ይከኣል
6 እቲ ጨረታ 4/3/2018 ዓም ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ኣብ አየር ዝፀንሕ ኮይኑ 19/3/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:00 ይክፈት
7 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሃቦ ስፐስፊኬሽን ከቅርብ አለዎ
8 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይክፈት
9 ሰዓራይ ትካል ብዝቀረበ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰረሉ ክሳብ 30 ሰነድ ግልጋሎት ይህብ
10 ዝተደለዉ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ከይዲ ዕዳጋ ቢሮ ቁፅሪ ስቶር ሲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ
11 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344404715
ድሕሪት