ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNEPA ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Photology ን Lablatory ን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክትረክብ ዝደለየት

ን2 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ግልፂ ጨረ ታ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNEPA ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ Photology ን Lablatory ን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዉዕሊ ኣሲሩ ግልጋሎት ክትረክብ ዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበእ ረቋሒታት

1. ናይ 2017 ዓ.ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቃድ ከቅርብ ዝክእል

2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ( RIN NO) ከቅርብ ዝክእል

3. ተጫረቲ ናይቲ ዝመልእዎ ዋጋ 2% ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ናይ ጨረታ መግዝኢ ሰነድ ዘይምለስ ብር 10000 ብምክፋል ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ምውሳድ ይካአል

5. ተጫራታይ ሳዓራይ ምኳኑ ከብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ሪፖርት ክገብር

6. ተጫራታይ ካብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ስፒስፊኬ ወፃኢ ምምላእ አይፍቀድን

7. ተጫራታይ ኣብ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ብቀጥታ ካብ ጨረታ ይስረዝ

8. ጨረታ ሰነድ አብ ኣየር ዝፀንሐለ ግዜ ካብ ዕለት 01/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/03/2018 ዓ.ም ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/03/2018 ዓ.ም ሳዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ቀበሌ 15 አብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ አብ ዝክፈት ይክውን

9. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20% ምዉሳኽ ወይ ምቕናስ ይኽእል

10. መክፈቲ ዕለት ቀዳም ሰንበትን እንተዊዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝክፈት ይክውን

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ

መብርሂ

ኣብዚ ፕሮፎርማ ዘይተረደአኩም ዝኾነ ሓበሬታ ትደልዩ ብስልኪ ቁፅሪ 0924343562 ደዊልካ ምጥታቕ ይከአል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s