ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይ ፋብሪካ ሐለዋ ግልጋሎት ዝህባ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 9, 2018 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ ስራሕ ዝተሐደሰ ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ካብ ዝምልክቶ ኣካል ሕጋዊ ፍቃድ ዝርከቡ ከቅርብ ዝክእል

2 ተጫረቲ ነቲ ጨረታ መክበሪ 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሽም ብባንኪ ዝተዳለወ ቼክ ስፒኦ ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

3 ተጫረቲ ዘለዎም ሰነዳት ቴክኒካል ዋናን ቅዳሕን በበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ፋይናንሻል ዋናን ቅዳሕን ቅዳም መረዳእታ ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ስፒኦ ንበይኑ ኣብ ፖስታ ዝተዓሸገ ናይ ታካልም ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ብምዕሻግ እቲ ትካል ጨረታ ኣብ ዝቀርበሉ ዕለት ምቅራብ ይግብኦም

4 ተጫረቲ ብሙሉእ ሰነዶም ክሳብ 18/11/20125 አቆፃፅራ ፈረነጂ ሰዓት 4:00 ኣብ መቀለ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሳልሳይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 315 ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉዎ ይግባእ

5 እቲ ጨረታ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 18/11/2025 አቆፃፅራ ፈረነጂ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት

6 ፋብረካ ስሚንቶ መሰቦ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 500 ቅርሺ እናከፈሉ ክወስዱ ይክእሉ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948400362 / 0344405806

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s