1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት ቲን ናምበር ሰርተፊኬት ዘለዎ
2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ 12/2/2018 ዓም ክሳብ 26/2/2018 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል
3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/2/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቀድሚ ተጫራቲ ወይ ድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተዘይሃሊዎም እዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ይክፈትን ይግምገምን
4 ናይ ጨረታ መከበሪ 1500 ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ወይድማ ብጥር ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ
5 ተጨራታይ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ
6 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር
7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ
8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ
ኣድራሻ ሆስፒታል ሪፊራል ዓይደር ታሕታወያ በሪ 0914096890
ድሕሪት