ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 27, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈሉ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት ቲን ናምበር ሰርተፊኬት ዘለዎ

2 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ካብ 12/2/2018 ዓም ክሳብ 26/2/2018 ዓም ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ዕደጋ ክፍሊ ምዉሳድ ይከኣል

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 26/2/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 9:00 ኣብ ቀድሚ ተጫራቲ ወይ ድማ ሕጋዊያን ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተዘይሃሊዎም እዉን ኣብ ዉሽጢ ሳንዱቅ ዝተረከበ ፖስታ ይክፈትን ይግምገምን

4 ናይ ጨረታ መከበሪ 1500 ካብ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ወይድማ ብጥር ገንዘብ ከትሕዙ ይክእሉ

5 ተጨራታይ ሰነድ ጨረታ ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ዝተዓሸገ ፖስታ የቅርብ

6 ሰዓራይ ምስሰዓሩ ምስተነገሮ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ አዩ

8 ተጫራታይ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና የቅርብ

ኣድራሻ ሆስፒታል ሪፊራል ዓይደር ታሕታወያ በሪ 0914096890

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s