ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ትካልና ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣብ ረብሓ ዝውዓለን ዘይውዓሱን ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ደደሊ፡፡ በዙይ መሰረት እዞም ንብረታት ንምዕዳግ ድስትን ዓቕሚን ዘስኩም ነጋዶ ብመሰረት ዝመፀ ጨረታ ሰነድ ገዚእኩም ምዕዳግ ከም ትኽእሱ እናፍስጥና ዝርዝር ዝገደ ንብረት ከም ዝስዕብ ብሰንጠረዥ ቐሪቡ፡፡

ተ.ቁናይ ንብረት አይነትመለኪዒበዝሐናይ ሓደ ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫትጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት
1.ዝተረሰሰ ቤስት ኮንቨራት(ሰከንድ ሃንድ)ኪሎግራም1000
2.ስኀር ኮንዘርቁፅሪ01
3.ነዳዲ ጣረቐሚ 15000 ሊትር ዝሕዝቁፅሪ01
4.ሲቴስስ ስቲስ ታንከር 7000 ሊትር ዝሕዝ 22009 ዓ, ዓውሓት 2000 "ፂ "ሄቁፅሪ02
5.ኣስሚኔም ሳራ በዓሳ 20*1000*2000ቁፅሪ02
6.RHS DOOR? (ሪ ተዓፃፊ) 1000*200ቁፅሪ05
7.ኮንቲኔራት ብዓስ 02 ፊትቁፅሪ04
8.ኮንቲኔራት ብዓሰ 04 ሬትቁፅሪ04
9.ሞተርሳይክል ዘገልገለቁፅሪ01
10ኣረጊት ቆርቆሮ ቁፅሪ481

ዝርዝር ዝውገዱ ናይ ቦርድ/ችፑድ /ዓይነታት

ተ.ቁናይ ንብረት አይነትመጠንመለኪዒበዝሐናይ ሓደ ነፀላ ዋጋ ቅድሚ ቫትጠቅላላ ዋጋ ቅድሚ ቫት
1Row board 13 mm.90*190pcs439
2Row board 13 mm25*244pcs133
3Row board 13 mm20*190pcs200
4Row board 16mm118*244pcs35
5Row board 18 mm116*244/230pcs243
6ፅሕዲ ጣውላን ሞራለንሜ 33
7MDF ብዓል 3mm3mmpcs14
8Plywood 114 14 mm.G-Bpcs12

1. ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ ድለት ዘለኩም ነጋዶ እዚ ጨረታ ካብ ዝዘህስ ዕለት ጀሚርኩም ኣብ ማይጨው ዋና ቢር ብምቕራብ ዘይምለስ ብር 500 እናኸፈለኩም እዚ ናይ ጨረታ ሰነድ ምግዛእ ከም ትኽእሉ ንሕብር

2. ተጫረቲ እቲ ናይ ጨረታ ዝርዝርብኣግባቡ ብምርኣይ ዝተሓደሰን ሕጋዊን ንግዲ ፍቓዶም ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ኣለዎም

3. ተጫረቲ ናደቲ ዝጫረቱዎ ንብረት 10% ናይቲ ጠቕላላ ዋጋ ናደ ባንኪ ዉሕስና ወደ ድማ ዝተረጋገፀ C.P.0.ከቕርቡ ኣለዎም

4. ተጫረቲ ናይ ዝተጫረቱዎ ንብረት ዝርዝር ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሓዝ ክሳብ 03/02/2018 ዓ.ም ስዓት 3፡30 ቅድሚ ቐትሪ ኣብ ማይጨው ፓርቲክስ ቦርደ ዋና ቢሮ ኣብ ዝተዳስወሎም ናይ ጨረታ ሳንዱቕ የእትው

5. ተጫረቲ እቲ ጨረታ ምስ ስዓሩ ናይቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ ኣብ 5 መዓልቲ ዉሽጢ ብምኽፋል ንብረቶም ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ኣልዒሎም ክውድኡ ኣሎውም 

6. እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸቡሉ በደ ኣብ ዘይተረኸቡስ ኣብ ማይ፡ ስራሕቲ ፓርቲክል ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ዕስት O3/02/2018 ዓ.ም ልክዕ ስዓት 3፡30 ተዓፅዩ ስዓት 4፡00 ቅድሚ ቀትሪ ይኽፈት

7. ተጫረቲ እቲ ዝስዓሩዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም ወፃኢ ፅዒኖም ናይ ምጉዕዓዝ ግዴታ ኣለዎም

8. ትካልና እቲ ጨረታ ብክፋስ ይኹብ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓሉወ እዩ

9. ዋጋ እንትሠስኡ ብኣካል ኣብ ትካል ብምቕራብ እቲ ንብረት ብምርኣደ ክመልኡ ይግባእ

10. ተጫረቲ ወይ ከኪሳቶም ዝኾነ ሓበረታ እንትደስቦ እዞም ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ናይ ስልኪ ኣድራሻታት ከጥቀው ይክእሊ እዮም።

ኣድራሻ

ማይጨው ስራሕቲ ፓርቲክስ ቦርድ ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር

0914301759/0914014523/0914166815/0914099997/

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s