ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።

ምልክታ ጨረታ

ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ን2018ዓ.ም ንሓደ ዓመት ግልጋሎት ክህበና ዝኽእል ንትካልና ሕሙማት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ዓብይ፣ ማእኸላይን፣ንኡሽተይን ሲሊንዴር ብዓይነት ብመጠንን ኦክስጅን ንምምላእ ብግልፂ ጨረታ ምውድዳር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝምልከተኩም ናይዚ መቕረብቲ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ተዘሪዚሩ ዘለ ሮቃሕታት ንኽቕርቡ ንገልፅ።

1. ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልኩምን ንግዲ ፍቃድ ናይ 2017ዓ/ም ዝሓዴስኩምን።

2. ናይ ግብር ኸፈልቲ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ክትቕርቡ ትኽእሉ ።

3. ሻት ምዝጋባት ዝኾንኩም ።

4. መቅረባይነት ዝተመዝገብኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ። ሰርቲፍኬት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዝኩም ክተቅርቡ በዓል ዋና ኣብ ንግዲ ፍቃድን ሽምን ፊርማን ማህተምን ናይ ዋጋ መቅረቢ እንተዘይብሉ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ካብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኹሓ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን/ ንብረት ምምሕዳር ቑፅሪ 48 ክወስድ ዝኽእል ።

6. ናይ ጨረታ ሰነድኩም ብዝተዓሽግ ክልተ ፖስታ ኦርጂናልን ቅዳሕን ነዚ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደ/ንብ/ፋይ ቢሮ ቑፅሪ 48 ኣብ ስራሕ ስዓት ምእታዉ ትኽእሉ ። ብተወሳኺ ድማ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ኦርጂናል ምስፎቶ ኮፒ ስርዝድልዝ ክህልዎ የብሌን እዚ ንዝየተግበረ ተጫራቲ እቲ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን።

7. መኽበሪ ጨረታ ነንሕድሕዱ ብር ስገኦ(CPO) 3000 ብር (ሰለስተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ዝኸእሉ። 8 ሰዓራይ ትካል ብዝተዉሓቦ ስፔስፊኬሽን መሰረት መወዳደሪ ዋጋ ሻት ሓዊሱ ከቕርብ ይግባእ። ኣብ መወዳደሪ ዋጋ ሻት ከይሓወሰ ዘቕርብ ተጨራታይ ቫት ከምዝሓወሰሉ ይዉሰድ።

9. እቲ ጨረታ ካብ ዝወለ ዕለት ካብ 14/11/2017ዓ/ም ክሳብ 29/11/2017ዓ.ም ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 29/11/2017ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት እተዘይተረኺቦም ናይ ምሕላዉ ግዴታ የብልናን።

10. ሰዓራይ/መቕረባይ/ ትካል ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣድላይ ኣብዝኾነ ግዜ እቲ ስሊንደራት ብዓይነቱን ብመጠንን ኦክስጅን ክትመልኡና ። በቲ ዝተውሃቦም ዝርዝር መግለፂ ብሕቶና መሰረት እቶም ብናይ ባዕልኹም ትራንስፖርት ምውሳድን እቲ ስሊድር ኦክስጅን ምስመልእ ድማ ናብ ኸሓ ሆስፒታል ፋርማሲ እስቶር( መኸዝን) ኣታዊ ይገብር።

11. እቲ ጨረታ እንተዘይተስማሚዕሉ ሙሉእ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

12. ሰነድ ጨረታ ናይ ቢሮና ሰነድ ቅጥዒ ወፃኢ ምጥቃም ኣይፍቀድን።

13. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ 0914021835/0344420221 ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s