ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ኣብያተ ትምህርትን ግልጋሎት ዝውዕል ንብረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ::
1ንነብስወከፍ ዓይነት ጨረታ ዝምልክት ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ
2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም
4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ ወርሒ ግንቦት 2017 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ
8 ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጣ ንብስወከፈ ዘይመለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
9 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ቢሬድዩ ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምም ዝተጋወሐሉ እዋን ክሳብ 24/10/2017 ክሳብ 08/11/2017 ዓም ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
10 ተጫረቲ መሊኡም ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባልነት የብሉን
11 ብናይ ቢሮ መምሊ ቅጥዒ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንኒበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ 08/11/2017 ዓም ሰዓት 8:45 ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ክኣትዉ ይግባእ ልክዕ ሰዓት 8:45 ምስኣከለ ይዕሸግ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 9:00 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ መኣከቢ ኣዳራሽ ቢሮ ትምህረቲ ዝክፈት ይከዉን
12 መክበሪ ጨረታ ናይ ፍሉይ ድሌት ኣቅሑትን መካይን ፅገና ጋራጅ ዓይነት ጨረታ 15000 ቅርሺ ንካፍተርያ ኣገልግሎት ንሓለዋ ግልጋሎት 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ
13 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር
14 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድ ጨረታን ካሊእ መብራርሂን ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከአል
15 ጨረታ ሰዓራይ ካብ ዉዕሊ ካብ ዝሰዓረሉ ዕለት ዕለት መሳርሒ ፅሕፈት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ኣብ ዉሽጢ 0 5 ተከታታሊ መዓል ናብ ንብረት ክፍሊ ቢሮ ትምህርቲ ኣታዊ ይገብር: ናይ ሻምናይ ክፍሊ እርማት ብቴክኖሎጂ እርማት ካብ ዝጅምረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 15 ተከታታሊ መዓልቲ አሪሙ ከረክብ ዝክእል ክክዉን አለዎ
16 ዝኮነ ተጫራታይ እቲ ቤት ዕዩ ብዝዳለወ ስፐስፊኬሽን መዓቀኒ ዝዉስክ ወይ ዝንኪ ወይድማ ስርዝ ድልዝ ዝገበር ካብ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምካኑ ክፈልጥ አለዎ
15 ኣቅራርብ ሰነድ ጨረታ ዝምልክተ ብምድላዉ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ ብተወሳሰኪ ፅገና ጋራጅን ሓለዋ ግልጋሎት ድማ ፋይናንሻል ቴክኒካል ብምድላዉ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ
እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477
ድሕሪት