ኣብ ማእክል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣታክልትን ፍራምረን፣ እቋቕሖ : ናይ ውፅኢት ባልትናን ዝቐጣሽቐጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ኣብ ማእክል ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ናይ ምግቢ ኣታወታት ማለት እውን ኣታክልትን ፍራምረን፣ እቋቕሖ : ናይ ውፅኢት ባልትናን ዝቐጣሽቐጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዘስዕብ ረቓሒ ከተማልኡ ይግባእ።

ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ።

2. ናይ 2017 ዓም ዝታሓደሰ መቅረባይ ሰርቴፌኬት።

3. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ II ሰርቴክት።

4. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ይግባእ።

6. ተጫረቲ ዘይምለስ 300.00 / ሰለስተ ሚኢቲ ብር እናኸፈልኩም ሰነድ ጨረታ ካብ ማእክል ሕጢያት ሕከምና ሓርብኛታት ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፍይናንስን ምሕድራ ንብረት ኣብ ክሰተማ ዓይደር ተብሌ 03 ናይ ቀደም መለሰ ኣካዳሚ ዝርከብ ቢሮ ዕደጋን ፍይናንስን ካብ ዕለት 17/10/2017 ዓ/ም ክሳብ 27/10/2017 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሳዓት እናምፃእኹም ክትወሰዱ ትኽእሉ ምዃንኩም።

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዉሕስና መኸበራ ናይ ምግቢ እታወታት ሎት-1 15,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ሎት-2 15,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ሎት-3 15,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብ CPO ወይም ቼክ ክተትሕዙ ትክእሉ።

7. ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሓደ ፎቶ ኮፒ ዝተዓሸገን ብተወሳኺ ኦርጅናል ኣብዝተደለየ ሳዓት ከቕርቡ ዝኸእሰ-

8. ተወዳደርቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ትካላት እግድ ዘይብሎ ምኳኑ መረዳእታ ክቐርብ ዝኽእል።

9. እቲ ጨረታ ዕለት 27/10 / 2017 ዓ/ም ለክዕ ሰዓት 3፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳለ ዕለት 27 /10 / 2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኣብ ከይዲ ስራሕ ፍይናንስን ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይኸፈት።

10. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ናይ ምግቢ እታወታት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5' ተኸታተሊ መዓልቲ ብፅሬትን መጠንን ብናይ ባዕልኹም መጓዓዝያ ናብ ማእክል

ሕዉየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ መለሰ ኣካዳሚ ከተቅርቡ እትኸለ።

11. ተጫረቲ ሰብ ዋና ወይም ተወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ምክፋት ክይዲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን ወይም ክይተከፈተ ዝምለስ ፖስታ የለን።

12. ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተጫረቲ በቲ መመርሒ ጨረታ ቁፅሪ 5/2016 መሰረት ካብ ውድድር ወፃኢ ይኾኑ

13. ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

14. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ክተማ ዓይደር ቀብሌ 03 ናይ ቀደም መለሰ ኣካዳሚ ዝርከብ ማእክል ሕውየትን ሕክምናን ሓርብኛታት ትግራይ ቢሮ ፍይናንስን ዕደጋ ምሕታት ትኽእሉ ኢኸም።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s