ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር ላፕቶፕ፡ ፎቶ ኮፒ ማሽን፡ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ ፡ ባትሪ፣ አሉሙኔም፥ ብረታብረት (ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

ናይ ዝውገድ ንብረት ግልፂ ጨረታ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት አብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ አቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር ላፕቶፕ፡ ፎቶ ኮፒ ማሽን፡ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ ፡ ባትሪ፣ አሉሙኔም፥ ብረታብረት (ረታመ/ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

በዚ መሰረት እዚ ዝስዕብ ረቋሓታት እተማልኡ ተጫረቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1. ተጫረቲ ዝተሓደሰ ናይ ነባራይነት መለለዪ ካርድ ማለት መታወቅያ ከቕርቡ ዝኽእሉ

2. ዝኾነ ይኹን ንግዲ ፍቓድ ንዘለዎም ድማ ናይ ዘመኑ ግብሪ ብምኽፋል ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፥ ደኣንት ንዝኾኑ ድማ ዝተሓደሰ ናይ ደኣንት ሰርቲፊኬት ከቕርቡ ዝኸእሉ።

3. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ከ/ስ/ዕ/ን/ምም/ርን ቢሮ ኬዝቲም ንብረት ምምሕዳር ቁፅሪ 84 ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 25/09/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ መግዝኢ ብር 100.00 /ሓደ ምኢቲ ጥራሕ ብምኽፋል ምውሳድ ይካኣል።

4. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ዝተዓሸገ ኤንቬሎፕን ናይ ተጫረታይ ሽምን ፊርማን (ማህተም እንተልዩ ማሕተምን) ብምግባር ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝተዳለወ ሳንዱቕ ጨረታ ምእታው ይከኣል።

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እውን ብጥረ ገንዘብ 5000.00 (ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ከትሕዙ ኣለዎ።

6. ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕፀወሉ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ንጉሆ ስዓት 3:30 ይኸዉን።

7. ጨረታ ዝኸፈተሉ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊያን ወኪላት ኣብ ዝተረኸቡሉ ዕለት 05/10/2017 ዓ/ም ንጉሆ ስዓት 4፡00 ይኸፈት።

8. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

9. ኣድራሻና ቀበሌ 03 ድሕሪ እንዳ ማርያም ቤተ ክርስቲያን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ መቐለ ህነፃ ኣግኣዚ ኦፐሬሽን/ እዩ።

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብኣካል ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 84 ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል እዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s