1 ንጨረታ መከበሪ ንዘይሰዓረ ሽዑ ንሽዑ ዝምለሰሉ ንናይ መኪናን ሞታር ሳይክልን 32640 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል
2 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ቤት ዕዩ ኣብ ሰነድ ጨረታ ኣብ ዘቀመጦ ግዝ ዉሽጢ ገንዘብ አታዊ ክገብር እንተዘይክኢሉ ድማ ዘትሓዞ መከበሪ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ኣታዊ ይግበር
3 ሐደ ተወዳደሪ ሰዓራይ ዝብሃል ካብ ገማቲት ኮሜቴ መበገሲ ዋጋ ዝተቀመጠ ዝላዓለ ዋጋ ዘቅረበ ይከዉን
4 ናይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝተወዳደሮ ዝሰዓሮ መሰረት ካብ ዉዕሊ ዝእሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 2መዓልቲ ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ገንዘብ አታዊ ዝገበር
5 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ግብርና ዝርከብ ህንፃ ኣብ መድር ቤት ኮይኑ ኣብ ቁፅሪ 7 ክረክቡ ይክእሉ መሸጢ ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ጥራሕ ምካኑ እናገለፅና ተጫረቲ ንሐደ ትወዳደረዎ ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 23/9/2017 ዓም ክሳብ 10/10/2017 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ኣብ ከይዲ ዝርከብ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
6 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/10/2017 ዓም ሰዓት 3:30 እንትከዉን ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ድማ ዕለት 10/10/2017 ዓም ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ይክፈት ኩሉ ዘድል ኣማሊኣም ኣብ ዘየለዉሉን ከምዝክፈት ምካኑ ክንገልፅ ንፈቱ
7 ተጫረቲ ዝሰዓርክምዎ ተሽከርከርቲ ናይ ምፅዓንን ምርጋፍን ብተወሳኪ ስም ምዝዋር ዝግበር ወፃኢ ካብ ባዕልኩም ምካኑ ክትፍልጥ ይግብእ
8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0913875262
ድሕሪት