ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ን መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ንብረት ንምርጋፍን ንምፅዓንን በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቓድ ን ዘለዎም ማሕበራት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 14, 2017 ( ቅድሚ 10 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጉንበት 18, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ው/ማሕበር ን መቐለ ከተማ መንገዲ ስራሕቲ ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ንብረት ንምርጋፍን ንምፅዓንን በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ፍቓድ ን ዘለዎም ማሕበራት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ድማ እዞም ዝስዕቡ ረቛሕታት እተማልኡ ማሕበራት/በቲ ዘርፊ ፍቓድ ዘለኩም ኣካላት በዞም ምስዚ ደበዳቤ ተታሓሒዞም ተቐሚጦም ዘለዉ ዝርዝር ሰደቓታት ትሕዝቶ መሰረት ክትሳተፉ ትኽእሉ/ላ

መምርሒ ተወዳደርቲ/ተጫረቲ

1. ናይ 2017 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም/ዘለክን፤

2. ናይ ግብሪ ኸፋላይ ከቕርቡ ዝኽእሉ/ላ፤

3. ናይቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ሳዓሪ ዝኾነ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ስራሕ ክጅምር ዝኽእል ክኸውን ኣለዎ፡፡

ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ

ካብ ጉንበት 14 /2017 ዓ/ም ክሳብ ጉንበት 18 / 017 ዓ/ም ንተኸታታሊ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዝፀንሕ ይኸውን፡፡

ስለዝኾነ ናይዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ ረቛሒ ክተማልኡ ትኽእሉ በቲ ዘርፊ ፍቓድ ዘለኩም ማሕበራት ኣብቲ ዝተገለፀ መዓልቲ ውሽጢ ናይ መወዳደሪ ሰነድኩም ብምትሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምዃንኩም እንዳገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኩም/ማሕበርኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ  ካብ ዕለት 14/09/2017 ዓ/ም ክሳብ 18/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ክተቐርቡ/ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡ እቲ ፕሮፎረማ ዕለት 18/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 መቐለ ቀበሌ 06 ኣብ ዝርከብ ናይቲ ፕሮጀክት ጽ/ቤት ቢሮ ቑፅሪ 4 ይኽፈት፡፡

❖ መተሓሳሰቢ፦

✓ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

✓ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0912 046504 ወይ 0982 224665 ምድዋል ትኽእሉ ኢኹም፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s