ምልክታ ጨረታ
ኣብ መቐለ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ ዮሃንስ ሙዚየም ግቢ ውሽጢ ዝርከብ ዝተፈላለዩ ኣረጓጉቲ ፍርጅ፣ ድሽ ሻሓነ፣ ካራቡላ፣ ዝኣርጉ ወናብር፣ ፕሪንተር፣ ናይ ማይ ሞተር፣ ዝኣረጉ ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክል፣ ዝኣረጉ ጠረጳዛታት፣ ካዝና ትካልና ከጨረታ ስለዝዳለየ እቶም ዝጫሩቱ ዝርዝር ዓይነት እዞም ዝስዕቡ ይመስሉ።
| ተ.ቁ | ዓይነት ዝርዝር ኣቅሑ | መጠን መግለፂ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|
| 1 | ዓብይ ፍርጅ LG | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 2 | ዱሽ ሸሓነ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 3 | ካራምቡላ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 4 | ዝተፈላለዩ ወናብር (ናይ ካፊን፣ ናይ ናይ ሓደ ዋጋ ቢሮን) | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 5 | ፕሪንተር | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 6 | ናይ ማይ ሞተር | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 7 | ዝተፈላለዩ ሓፃውን ናይ ሞተር ሳይክል | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 8 | ጠረጳዛታት | ናይ ሓደ ዋጋ | |
| 9 | ስባር ካዝና | ጅምላ |
ዝጫረት ስለዘለና ካብ ዕለት 11/9/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 15/9/2017 ዓ/ም ዝርኣየሉ ሰዓት 2፡30-6፡30 ናይ ንጉሆ ድሕሪ ቀትሪ 8፡00- 11፡00 ኣብቲ መስራቤትና እንዳመፃኹም ብኣካል ብምርኣይ ኣብ ላዕሊ ብዝተጠቀሰ መሰረት ዝርዝር ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ተዓሻጊ ፓስታ ብምዕሻግ ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ምግባር ይከኣል ተጫራታይ ዝስዓሮ ዓይነት ንብረት ብቻ የልዕል እቲ ጨረታ ዝዕፀየሉ ዕለት 15/9/2017 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዮ ዕለት 16/9/2017 ናይ ንጉሆ ሰዓት 3፡00 ይኸፋት ኣብ ቤት ፅሕፈትና ባዕልኩም ወይ ተወካሊ ኣብ ዝተረኸበሉ እቲ ጨረታ ይኽፈት ተጫራታይ ዝምለስ 1000 ብር (ሓደ ሽሕ ብር) የትሕዝ ሰዓራይ ካብ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ የልዕል እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን በቲ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ሰዓራይ ንብረት እንተዘይኣሊዕሉ ቤት ፅሕፈትና ተጠያቂ ይኸውን፡፡
ምስ ሰላምታ