ኤክስከባተር(xcmg) ፥ ኤክስከባተር ፥ ዊል ኤክስከባተር JON YANG ንብረታት ናይ ትካል ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ ንክሽወጡ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2017 ( ቅድሚ 11 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 02:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 30, 2017 06:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መኪና ሓራጅ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ጨረታ

አፈ/ኸሰስቲ-እኒ ወ/ሮ ትብለፅ 354 ቁ ሰባት

አፈ/ተኸሳሲ- ኢትዮ ብረታ ብረት ኢንጅነርንግ ግሩፕ

አብ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም መስርሕን ሰራሕተኛን ክትዕ ጉዳይ ኮይኑ ብሽም ተኸሳሲ ትካል ዝፍለጡ ንብረታት፦

ዓይነት ንብረትበዝሒሞዴልሰሪያል ቁፅሪመበገሲ ዋጋ
ኤክስከባተር(xcmg)1XC370CCMG10370T04668000000
ኤክስከባተር1XCMG370CXMG1370JBCT04888000000
ዊል ኤክስከባተር JON YANG1GYL61914108203000000

እዞም አብ ላዕሊ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ዝጫረት ሰብ እንተሃልዩ ንዕለት 30/08/2017ዓ/ም ካብ ሰዓት 2:30 ክሳብ 6:30 ቐትሪ አብቲ ናይ ተኸሳሲ ትካል ዝርከበሉ ቦታ ከተማ ውቕሮ ንክትቐርቡ ርቡን ጨረታ ዘሸነፈ ሰብ ናይ ዘሸነፈሉ 25% ወድያው አብቲ ጨረታ ከም ዘትሕዝን ዘተረፈ ደማ አብ ዝቅፅሉ 15 መዓልትታት ጠቅሊሉ ከም ዝከፍል ፈሊጡ አብቲ ዝተጠቀሰ ቦታን ሰዓትን ተረኪቡ ንክጫረት ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ አሎ::

ውፅኢት ጨረታ ንምፍላጥ ንዕለት 30/08/17ዓ/ም ሰዓት 8:00 ንክቐርብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ወረዳ ቤት ፍርዲ አዚዙ ኣሎ።

ጨረታ ዝካየደሉ ቦታ አብ ከተማ ውቕሮ አብ ናይ ተከሳሲ ትካል ኢትዮ ብረታ

ካብ ሰዓት 2:30 – 6:30 ቀትሪ ይከውን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 09 1952 87 07

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s