ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱንብረታት ዲስክ ቶፕ ኮፒዩተር & ላፕቶፕ ኮፒዩተር & ደቀቅቲ ናዉቲ & ስፔር ፓርት & አዲስ ጎማ& ብርጅ ስቶን ጎማ & ናይ ፈርንቸር & ናይፔጆ ጎማ& ናይ ጂሊ ጎማ& ብሓራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ

ቑፅሪ ጉደ/22/8-2/17

ዕለት 26/06/2017 ዓ/ም

ምልክታ ቁፅሪ 01 ዝወፅኦ ሓራጅ ጨረታ

ቢሮ ጉዳይ ደቂ አንስትዮ ክልል ትግራይ ዝዉገዱንብረታት ዲስክ ቶፕ ኮፒዩተር & ላፕቶፕ ኮፒዩተር & ደቀቅቲ ናዉቲ & ስፔር ፓርት & አዲስ ጎማ& ብርጅ ስቶን ጎማ & ናይ ፈርንቸር & ናይፔጆ ጎማ& ናይ ጂሊ ጎማ& ብሓራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

አብቲ ጨረታ ክሳተፉ እትደልዩ ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፅሉ ዕለት 26/06/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 5/07/2017 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ናይ ስራሕ ሰዓታት ሰነድ ጨረታ ብነፃ ክወስዱ ይኸእሉ።

1. ተጫረቲ መኸበሪ ጨረታ ናይ ሓራጅ ጨረታ ሰነድ 1500 ብ C.P.O ወይ ብጥረ ገንዘብ ከቕርብ ዝኸእል

2. ቢሮና ዝርከበሉ ቦታ አብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 4ይ ብሎክ 4ይ ደብሪ ቁፅሪ ቢሮ 228 ንርከብ

3. ሰዓራይ ኣብ ዝተፈለጠሉ እዋን ናይ ዝሰዓሮ ዋጋ ንብረት አብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ አታዊ ገይሩ ንብረቱ የልዕል

4. ተጫራታይ ንዝሰዓሮም ንብረት አብ ዉሽጢ ሓደ መዓልቲ ዉዕሊ ክአስሩ ዝኽእሉ&

5. እቲ ጨረታ ሓራጅ መጋቢት 05/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት መጋቢት 05/07/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉሉ እቲ ሓራጅ ጨረታ ይካየድ

6. ተጫረቲ ናይ ዝሰዓርዎ ንብረት 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዙ ዝኸእሉ&

7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዊ ዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ቑፅሪ ስልኪ 0344410504 ምጥቃም ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s