ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ዘለው ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኣብ መኸዝን መሬት ዝንፀፉ ፓሌት ጣውላታት ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ካርቶናትን ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላትን ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳድሩ ክሸይጥ

ምልክታ ጨረታ

ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር መቐለ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ዘለው ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ኣብ መኸዝን መሬት ዝንፀፉ ፓሌት ጣውላታት ዝተፈላለዩ መጠን ዘለዎም ካርቶናትን ናይ ዘይቲ መትሓዚ ባዶ በርሚላትን ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ጨረታ ኣወዳድሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሓ እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::

1. ናይ ዘመኑ (2017 ዓ/ም) ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ Tin number/ ዘለዎ ተወሳኺ እሴት ታክሲ (VAT) ተመዝጋቢ ዝኾነ: ዝኽእል፡፡

2. እቶም ኣብ ላዕሊ ዝተገለፁ ሰነዳት ብቕዳሕ ኮፒ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ገይሩ ከቕርብ

3. ስዓራይ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ሙሉእ ክፍሊት ከፊሉ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ንብረት ከልዕል ዝኽእል:

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፅ ሲፒኦ /CPO/ ወይ ጥረ ገንዘብ ንጣውላታት ብር 5000.00 /ሓሙሽተ ሽሕ ብር / : ንካርቶናት ብር 500.00 ( ሓሙሽተ ምእቲ) : ንባዶ በርሚል ናይቲ ዘቕረቦ ጠቅላላ ዋጋ 2% (ክልት ሚእታዊ) ከትሕዝ ዝኽእል::

5. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ዝርዝር ኣቑሕት (ሰነድ ጨረታ) ፊት ንፊት ኢትዮ ቴሌኮም ናይለክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትሬድንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ክፍሊ ሎጂስቲክስ ካብ ዕለት 13/5/2017 ዓ/ም ጀሚሩ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሓደ ምእቲ) ብምኸፋል ምዉሳድ ይካአል::

6. ተጫረቲ ቅድሚ ወረቐት ጨረታ ምእታዎም ኣብ ሓሚዳይ ጥቓ ፋብሪካ ሕሩጭ ፍትግ ኣብ ዝርከብ ዋግዋጎ ትራንስፎርመር ፋብሪካ ብኣካል ብምቕራብ ነቲ ዝጫረትዎ ንብረት ምርኣይ ይኽእሉ::

7. እዚ ጨረታ ዕለት13/5/2017 ዓ/ም ተጀሚሩ ዕለት 23/5/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ናይ ድሕሪ ቐትሪ ይዕሀዉ:: እቲ ጨረታ በቲ ዕለት 23/5/2017 ዓ/ም ሰዓት 9:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዉዎ ይኽፈት::

8. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

9. ኣድራሻና ከበቢ ዓብይ ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ፊት ንፊት ኢትዮ ቴሌኮም ናይለክስ ህንፃ 3ይ ደብሪ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914310753 ወይ 0904320713 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል::

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s