ትካልና ኦፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮጵያ ምስ Luminos(ለሚኖስ) ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ብምትሕብባር (Second chance) ንዝተብሃለ ፕሮጀክት ንዝሕገዙ ተምሃሮ ዝዉዕል ናይ ስፖርት ናዉቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።

ናይ ጨረታ ምልክታ

ትካልና ኦፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮጵያ ምስ Luminos(ለሚኖስ) ዝተብሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ብምትሕብባር (Second chance) ንዝተብሃለ ፕሮጀክት ንዝሕገዙ ተምሃሮ ዝዉዕል ናይ ስፖርት ናዉቲ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ነዚ ናይ ጨረታ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ሬስኪዩ ኢትዮጵያ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ናይ ስራሕ ማዕልትታት በቲ ኣብታሕቲ ዝተወሃበ (Specification) ናይ ዋጋ መምልኢ ፎርሚ ካብ ትካልና ብምዉሳድ ዋጋ መሊእኹም ብስም ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኦፕሬሽን ሬስክዩ ኢ/ያ ጨረታ ሳፁን ኣታዊ ንክትገብሩ ክንገልፅ ንፈቱ።

ዘድልዩ ረቛሒታት

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎም ፡፡

2. ናይቲ ትካል Tin Nu mber ኮፒ ከቅርብ ዝኸእል

3. ሞያ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

4. እቲ ትካል ናይ VAT /TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ

5. ናየ ጨረታ ዉሕስና 2% ብስፒኦ ወይድማ ብጥረገንዘብ ከትሕዝ ዝኽእል

6. ናይ መቅረባይነት ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል

ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት 24/04/2017 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ።

ድርጅትና ዝሓሸ መማረፂእንተርኺቡ እቲ ጨረታ ብከፊል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝትሓለወ እዩ።

ኣድራሻ

ኦፕሬሽን ሬስክዩ ኢትዮጵያ ዋና ቤት ፅሕፈት ቀበሌ 18 ፊት ንፊት ሸባ ኣካዳሚ ስቱ 0344409442/03444410810

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s