ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ገርዓልታ ሎጅ ዘለና ናይ ዓሚቕ ጉድጓድ ኳዕቲን ፓምፕ ቴስትን ስራሕቲ ብ (Sub Contrauct) ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ _ ስለዝደለየ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 11, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 05:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 21, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • ስራሕቲ ማይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ኣብ ገርዓልታ ሎጅ ዘለና ናይ ዓሚቕ ጉድጓድ ኳዕቲን ፓምፕ ቴስትን ስራሕቲ ብ (Sub Contrauct) ዝሰርሑ ትካላት ኣወዳዲሩ ከስርሕ _ ስለዝደለየ በቲ / ስራሕ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 500.00 (ሓሙሽተ ሚኢቲ) ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ተወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትክእሉ፡፡

2. ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተታሓሕዙ ትኸእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝጋብቲ ዝኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኸእሉ፡፡

5. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ CPO ብር 15,000.00 (ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ) ከተትሕዙ ትኸእሉ፡፡

6. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ሓደ ዋና ምስ ሓደ ቕዳሕ ብዝምልከቶ ኣካል ተፈሪሙ ማሕተም ተገይሩሉን ተፈላልዩ ብስምዒ ብምዕሻግ ንጨረታ ሰነድ መእተዊ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ቅድሚ ጨረታ መዕፀዊ ስዓት ምብፅሑ ኣታዊ ይገበሩ፡፡

7. ዝርዝር ናይ ዓሚቕ ጉድጓድ ኳዕቲን ፓምፕ ቴስትን ስራሕቲ ዝሓዘ ሰነድ መረዳእታ ንዝደሊ ተወዳዳራይ ጨረታ ቅድሚ ምዕፃው ኣብ ዘለዉ ተኸታተልቲ 5' መዓልታት ብአካል ወይ ብፅሑፍ ሕቶ ምቕራብ ይከኣል እዩ፡፡

8. ጨረታ ዕለት 21/04/2017 ዓ/ም ስዓት 5፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 9፡00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኸፈት፡፡

9. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዮ፡፡

10. ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ቦታ ዓዲ ሓቂ ይሓ ህንፃ ትግራይ ጉዱኣት ኪናት 4 ፎቕ ቢሮ ቑፅሪ 9" እዮ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ምሕታት ይካኣል እዩ፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s