ምልክታ ጨረታ
ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ልካቲተ 23 ክጥቀመሎም ዝፀንሐ ካብ ስርዓተ ትምህርቲ ወፃኢ ዝኾኑን ዝኣረጉን ልዕሊ ትሽዓተ ሽሕ ዝተፈላለዩ መፃሕፍቲ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ተወዳደርቲ እዚ ዝሰዕብ መምልኢ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ክፊልኩም ካብ ቤት ትምህርትና ፋይናን ምምሕዳርን ብምውሳድ መሊእኹም ክሳብ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ዕለትን ስዓትን ክተእትው እናፀዋዕና እዞም ዝሰዕቡ ረቃሕታት ክተማልኡ ንሕብር
ሪጋ | ሽም ትካል | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|
ኪሎ ግራም |
1. ኮፒ መፍለይ ቁፅሪ ነጋዳይ
2. ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ
3. መኽበሪ ጨረታ ኣብ ዋጋ ዝሕሰብ ብር 5000/ብር ሓሙሸተ ሽሕ ከትሕዝ ሻለዎ
4. ዋጋ ዝምላ እ ብኪሎ ግራም ኢዩ
5. ዋጋ እንትምላእ ቫት ሓዊሱ ኢዩ
6. ጨረታ ዝወፀሉ | ዕለት 25/03/2017ዓ/ም ዝውድኣሉ ዕለት 02/04/2017ዓ/ም ስዓት 6፡30 ተዓፅዩ ልከዕ ስ ዓት 8፡00 ይኸፈት
7. ቤት ትምህርትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ በዚ ጨረታ አይግደድን
8. ናይ ተጫራታይ ሙሉእ ኣድራሻ ምፅሓፍ ግድን ይኸውን
ወረዳ _______ ጣብያ _______________ ቀጠና _________ ሰልኪ
9. ማህተም ትካል ዝየብሉ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን
10. ንብረት ዝርከበለ ኣብ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ዓይደርን ለካቲት 23ን ኢዩ።
11. ስዓራይ ጨረታ ስዓራይ ምኻኑ ምስ ፈለጠ ጠቅላላ ዋጋ ናይ ዝስዓሮ ንብረት አብ ውሽጢ ስዓት ናብ አካውንት ቤት ትምህርቲ ለካቲት 23 አታዊ ክገብር አለዎ
12. ሰ ዓራይ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ጊዘ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 0 መዓልቲ ዝስ ዓሮ ንብረት አል ዒሉ ይውድእ
አብ ውሽጢ 10 እንተዝየል ዒሉ ብቢመዐልቱ ብር ሒሳብ ንኪሎ ክራይ ምኻዚን ክነኽፍል ምኻንና ነፍልጥ 13.ጊዝያዊ አድራሻ ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓይደር
NB
ሰልኪ 0945888/39/0914732/36
ድሕሪት