ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/05/2017 ክሰብ ዕለት 30/10/2017ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 25, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ቤት ህንፀት መቐለ አብ ዒላላ ዝርከብ ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህብ ቀዋሚ ተኽልታትን ካብ ዕለት 01/05/2017 ክሰብ ዕለት 30/10/2017ዓ/ም ንሓደ ግዘ ጥራሕ ከካሪ ይደሊ::

ታ.ቁዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይቲ ዝሕረስ መብርሂ መሬትን ተኽልታትን ዋጋ
ብር
1ተሓራሲ መሬትን ፍረ ዝህቡ ቀዋሚ ተኽልታትን ክራይሄክታር

05

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1/ ናይ ነባራይነት መለለዪ መታወቅያ ከቅርብ ዝኽእል

2/ ተወዳደርቲ ንጨረታ መኽበሪ ዝኸዉን መኽበሪ ጨረታ 2000ብር/ክልተ ሽሕ ብር ከትሕዙ ኣለዎም

3/ እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 25/03/2017ዓ/ም ክሳብ 01/04/2017ዓ/ም ሳዓት 3.30 ፀኒሑ ሳዓት 4፡00 ይኸፈት ድሕሪ ጨረታ ምኽፋቱ ዝተመለአ ዋጋ ን7 መዓልቲ ፀኒዑ ይፀንሕ

4/ ተወዳደርቲ እቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ካብ ውዕል ዝተአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 30 ሰነ 2017ዓ/ም ጥራሕ ዝጥቀሙ ምዃኖም ተረዲኦም ናብቲ ዝሕረስ መሬትን ኣትክልትን ዒላላ ከይዶም ብኣካል ብምርኣይ ናይ ጠቕላላ ክራይ ዋጋ ከቐምጡ ኣለዎም

5/ ተሪቱ ዝሰዓረ እቲ ቀዋሚ ተኽልታት ፍረዝህብ ብጥንቃቐ ክሕዞን ክከናኾኖን ይግባእ

6/ ሰዓራይ ዝኾነ ተወዳዳሪ ሰዓሪ ኾይኑ ምስ ተነገሮ ህንፀት መቐለ ኣካዉንቲ ኣታዊ ይገብር ብእዋኑ ካዝና ኣታዊ ተገይሩ መስራቤት ከሊእ መማረፂ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ገንዘብ ናብ ናይ ቤት ኣታዊ ዘይገበረ ግን መኽበሪ ጨረታ ናብ ናይ መንግስቲ ክወስድ ይኽእል እዩ

7/ መስራቤትና ዘሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ ኮይኑ እዚ ጨረታ ከም ዉዕል ኮይኑ የገልግል

8/ ንተወሳኺ ሓቤሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ - 0975452063/0914120805 ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8591)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s