ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንቢሮን ንኣብት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ሀ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለት እዉን ፈርኒቸር : ለ መላዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሐ ናይ ቢሮ ሐለዋ ግልጋሎት ክዕድግ ከስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 08:45 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ንሕድሕድ 200000 / ክልት ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ / : ንሐለዋ ግልጋሎት ድማ 20000 ቅረሺ / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 18, 2017 09:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና / ገዛ ፈርኒቸር / ናይ ቢሮ ፈርኒቸር / ስራሕቲ ሓለዋ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ

2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት እዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ናይ ወርሒ ሐምለ 2016 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ

6 ኣብ ናዉቲ ኣቅሑት ገዛ ማለተ እዉን ፈርኒቸር ዝወዳደሩ ኣካለት መብርህቲ እንትጠፍእ ብዛይ ምቁራፅ ብናይ ባዕሉ ጀነሬተር ተጠቂሙ ዝሰርሕ

7 ናይ መኪና መለዋወጢ ብመርኣያን ብዝተቀመጠ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ መሰረት ዝዕደግ ይከዉን

8  ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ቦታ ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን  ካብ ሀ ክሳብ ሐ ዝተዘርዘሩ ነጥቦታት ዋጋ መሸጢ ሰነድ ጨረታ ንፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ንነብስወከፍ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ከምእዉን  ንሐለዋግልጋሎት ድማ ይመለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

8 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ እዋን ክሳብ 18/2/2017 ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ብምምፃእ ምዉሳድ ይከኣል

9 ተጫረቲ መሊኡም ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ ኣይግባእን ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

10 ብናይ ቢሮ መምሊ ቅጥዒ ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ንኒበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ክሳብ 18/2/2017 ዓም ሰዓት 8:45 ናብ ዝተዓሸገ ሳንዱቅ ክኣትዉ ይግባእ ልክዕ ሰዓት 8:45 ምስኣከለ ይዕሸግ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 9:00 ጨረታ ዝክፈት ይከዉን

11 መክበሪ ጨረታ ዝምልከት ንፈርኒቸርን ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ንሕድሕድ 200000 / ክልት ሚኢቲ ሽሕ ቅርሺ /  ንሐለዋ ግልጋሎት ድማ 20000 ቅረሺ / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ ብስፒኦ ወይ ብዝተረጋገፀ ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ይግባእ

12 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኑ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር

13 ተጫራታይ ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላለ ዋጋ 10 ሚእታዊ ሕጋዊነቱ ብዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይድማ ዝተረጋገፀ ባንኪ ጋራንት ናይ ዉዕሊ መከበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ክኣስር ይግባእ

14 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀመሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዋርድያ ሓለዋ ን10 ተከታተልቲ መዓልቲ ንናዉቲ ፈርኒቸር 60 ተከላታተልቲ መዓልቲ ንመለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ንበስወከፍዓይነት ንብረት ኣብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲታት ኣብ ቢሮ ትምህርቲ ብባዕል ሞያ  ፅሬቱ ተረጋገፂ ናብ ንብረት ክፍሊ ከረክብ ይግባእ

15 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድጨረታን ካልእ መብራርሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል

17 እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477 / 0344408299

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s