ምልክታ ግልፂ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 1 : 2017 ዙር ጨረታ ቀዳማይ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ምምሕደር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ከተማ ሽረ እንዳስለሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 48 ፕሎት ድርጅትን ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅምቲ ብሊዝ ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 13, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: ሽረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2500.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት
  • መሬትን ሊዝን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 1 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 30/1/2017 ዓም ክሳብ 13/2/2017 ዓም ሰዓት 900 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕዳራን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ብኣካል ብምቅራብ ዘይምለስ 2500 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ እንዳሐበርና

2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/2/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 14/2/2017 ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ኣብ ዝተረከባሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬትን ምሕዳራንም ዝርከብ አዳራሽ ራብዓይ ፎቅ ይክፈት

3 ንጨረታ ዝወፁ ቦታት ዝረኣያሉ መርሃ ግብሪታት ዕለት 7/2/2017 ዓም ከምእዉን ንዕለት 12/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ክትሪኡ ወይ ክትሪኣ ትክእሉ

4 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (62)
    • ኮንስትራክሽን (1060)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4501)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (261)
          • ሕርሻ (534)
            • ህንፃ መሳርሒ (7225)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1700)
                • ምምካር (182)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1849)
                      • ምግብን መስተን (524)
                        • እግድ (43)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (79)
                            • ፈርኒቸር (1301)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (267)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (94)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (295)
                                          • መሬትን ሊዝን (60)
                                            • ፅገና (835)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (433)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (3016)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1666)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (84)
                                                            • ክራይ (748)
                                                              • መሸጣ (1207)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (95)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8638)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (368)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (843)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (368)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (583)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (238)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (271)
                                                                                    s