ምልክታ ግልፂ ሊዝ ጨረታ ቁፅሪ 1 : 2017 ዙር ጨረታ ቀዳማይ ዓይነት ጨረታ መደበኛ ቤት ፅሕፈት ምምሕደር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ከተማ ሽረ እንዳስለሴ 105 ፕሎት መንበሪ : 48 ፕሎት ድርጅትን ብድምር 153 ፕሎታት ናብ ተጠቅምቲ ብሊዝ ጨረታ ከመሓላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 14, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጥቅምቲ 2, 2017
posted:ልዕሊ 2 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 2,500.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
bidding: search status closed
1 ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 30/1/2017 ዓም ክሳብ 13/2/2017 ዓም ሰዓት 900 ናይ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬት ምሕዳራን ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ብኣካል ብምቅራብ ዘይምለስ 2500 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ እንዳሐበርና
2 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 13/2/2017 ዓም ሰዓት 11:00 ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ 14/2/2017 ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ወይ ኣብ ዝተረከባሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬትን ካዳስተር ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ከይዲ ስራሕ አጠቃቅማን መሬትን ምሕዳራንም ዝርከብ አዳራሽ ራብዓይ ፎቅ ይክፈት
3 ንጨረታ ዝወፁ ቦታት ዝረኣያሉ መርሃ ግብሪታት ዕለት 7/2/2017 ዓም ከምእዉን ንዕለት 12/2/2017 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:00 ኣብ ቤት ፅሕፈትና ብምቅራብ ክትሪኡ ወይ ክትሪኣ ትክእሉ
4 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0927688106