ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካልን ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ኣብ 03 ናይ ቅድም መለስ አካዳሚ ዝነበረ ሕዚ ማእኽል መሐብሕቢ ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ግቢ ዝርክብ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክነረት ንደሊ።
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ መስከረም 14, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ካልኦት ዝሽወጡ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካልን ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ኣብ 03 ናይ ቅድም መለስ አካዳሚ ዝነበረ ሕዚ ማእኽል መሐብሕቢ ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ግቢ ዝርክብ ሳዕሪ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ክነረት ንደሊ። ስለዚ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ኣማሊእኹም ንኸትወዳደሩ ንዕድም ።

ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ኣብ ሓፂር ግዜ ማለት ሰዓራይ ምኻኑ ምስ ኣርጋግፅ ኣብ ውሽጢ 10 ተኸታታሊ ማዓልቲ ክልዕል ዝኽእል

2. ትራንስፖት ካብ ባዕሎም

3. ሳዓራይ ምኻኖም ምስ ኣርጋገፁ 100% ዝሰዓርዎ ዋጋ ንቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካልን ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ኣታዊ ዝገብር

4. ተወዳድርቲ ኣብ 03 ናይ ቅድም መለስ አካዳሚ ዝነበረ ሕዚ ማእኽል መሐብሕቢ ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ግቢ ዝርክብ ሳዕሪ ብኣካል ከይዶም ብምርኣይ ናይቲ ሳዓሪ ዋጋ የቐምጡ

5. ምኽብሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ 5000 ብር ክትሕዝ ዝኽእል

6. መግዝእ ሰነድ ዘይምለስ 100 ብር ብኣካል ወይ ብሕጋዊ ወኪሎም ክገዝኡ ዝኽእሉ

7. ግልፂ ጨረታ ካብ ዕለት 09/01/2017 ዓ/ም ክሳብ 14/01/2017 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ቅ/ሰዓት ዝፀንሕ ኮይኑ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት 13/01/2017 ዓ/ም ዓ/ም ሰዓት 4:30 ቅ/ሰዓት ዝኸፈት ይኸውን፡፡

8. ኣብ ከይዲ ግልፂ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተጫረቲ በቲ መመርሒ ጨረታ 5/2016 መሰረት ካብ ውድድር ወፃኢ ከም ዝኾኑን ንቀፃሊ ውን ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝግበር ጨረታ ናይ ምስራዝ መስል አለዎ ።

9. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተተረኺቡ እቲ ግልፂ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ኣድራሻና 03 ቀበሌ መለስ አካዳሚ ዝነበረ ናይ ሕዚ ማእኽል መሐብሕቢ ጉድኣት ኩናት ሰራዊት ትግራይ ግቢ ፊትፊት ኮንዶሚንዮም ንርከብ።

11. ንዝበለፀ ሓበሬታ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s