ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝ/ዉ/ማ ንዝተፈላለዩ ፕሮጀክት ስራሕ አገልግሎት ዝዉዕሉ ቀላሚጦስ ባዕል 8 ሳሜ ብቁፅሪ 4010 : : ባዕል 10 ሳሜ ብቁፅሪ 1250 : ባዕል 12 ሳሜ ብቁፅሪ 2770 : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:200.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሓምለ 30, 2016 04:15 ቅደሚ ሰዓት
  • ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ፍቃድ መቅረባይነት ዘለዎ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ላጪ ኣብ ዝርከብ ሱር ኮንስትራክሽን ሐላ/ዝ/ዉ/ማ  ህንፃ ስራሕቲ ቢዝነስ ዩኒት  ብምቅራብ ኩሉ ግዜ  ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል  እቲ ጨረታ 30/11/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ  ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:15 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ